ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት
by Afromium Digital Solutions
🗂️ Education
Version 3.5
📅 Updated October 26, 2018
Tigrinya - Language Learning Techniques ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት Tigrigna
Features ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት
ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታትመብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም። ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ፣ ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ። ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም፣ ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል። እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ። ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ። ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ።ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ። ጽቡቕ ዕድል!In this update-We have added Practical Tips and Advices for immigrants.- User experience enhancements- Minor bug fixes and performance enhancements.
Secure & Private
Your data is protected with industry-leading security protocols.
24/7 Support
Our dedicated support team is always ready to help you.
Personalization
Customize the app to match your preferences and workflow.
See the ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት in Action
What Our Users Say
Don't just take our word for it. Here's what our users have to say about our Android app.
"ትግረኛ ቛንቛ እንዴት ነው መማር የምችለው"
bieti Gursir
"Thanx"
samual marikos436
"10q"
A Google user
"ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ብጣዕሚ ፈትየያ የቐንየልና !"
Merhawi Kaleab
"thanks that is good job"
zenawi Mehari
"wow ! good advise"
A Google user
"ጹቡቅ ስራሕ እዩ .ቀጹሉዎ"
aleco king
"Tsubuk"
Adam Tablet
Get the App Today
Available for Android 8.0 and above